This is the Trace Id: 9eb4da04f125ed1655d323a7f0bb9eac

Microsoft Office ScreenTip Language 2013

ናይ ጽሑፍ ናይ መርኣዪ ኣባላት- ከም በዓል ኣማራጺታትን ናይ ዝርርብ ሳናዱቕን ዝኣመሰሉ-ብኻልእ ቋንቋ ንምርኣይ ናይ ምርኢት ሞቕሽሽ ትርጓሜታት ተጠቐም

ኣገዳሲ! ካብ ታሕቲ ቋንቋታት ምምራጽ ናይ’ቲ ገጽ ትሕዝቶ ብምሉእ ብኡንብኡ ክቕይሮ እዩ።

  • ስሪት፦

    1.0

    ዝተሓተመሉ ዕለት፦

    26/7/2019

    ናይ ፋይል ሽም፦

    screentiplanguage_ti-et_64bit.exe

    screentiplanguage_ti-et_32bit.exe

    ናይ ፋይል ገዝፊ፦

    1.5 MB

    1.5 MB

    ናይ መርኣዪ ኣባላት ትርጉማት - ከም በዓል መላጉም፣ ኣማራጺታትን ናይ ዝርርብ ሳናዱቕን ዝኣመሰሉ- ብኻልእ ቋንቋ ንምርኣይ እቲ ናይ ምርኢት ሞቕሽሽ ቋንቋ ለውጥ ከምእውን - ኣብ ዘይተረድኦም ቋንቋ ዝተጻዕኑ ናይ Microsoft Office መተግበሪታት ንምድህሳስ ክኽእሉ ተጠቐምቲ ሓግዝ።


    ሓድሓደ ናይ ኣጠቓቕማ ንድፊ ኣብነታት እዚኦም እዮም፥
    • ናይ ክልተ- ቋንቋን ብዙሕ-ቋንቋን ቋንቋታት ሓገዝ
    • ናይ ሓገዝ መሃንድሳት ዘይርድኦም ቋንቋታት ሓገዝ ከናውሕዮ ይኽእሉ
    • ተጠቀምቲ ንግዚኡ Office ብናይ ካልእ ቋንቋ ወይ ንዝተወሰነ ጊዜ ንግዚኡ ዝጥቀሙ (ተንቐሳቀስቲ ተጠቀምቲ)
    • ናይ ዝተኻፈለ ፒሲ ናይ ቋንቋ ኣጠቓቕማ
  • ዝድገፉ ስርዓታት መስርሕ

    Windows 7, Windows 8 Release Preview

    • ዝተደገፉ ናይ Microsoft Office መተግበሪታት ፥
        Microsoft Office Word 2013, Microsoft Office Excel 2013, Microsoft Office Outlook 2013, Microsoft Office PowerPoint 2013, Microsoft Office OneNote 2013, Microsoft Office Visio 2013, Microsoft Office Publisher 2013
    • ኣድላዪ ሶፍትዌር፥
        ናይ ምብራቕ እስያን ናይ ዝተሓላለኹ ስክሪፕት ቋንቋታትን ክጽዓኑ ዝድገፉ ፋይላት ይደልዩ። እዚ ድማ ኣብ " ዞባዊን ቋንቋን ኣማራጺታት" ኣብ ናይ ቁጽጽር ፓነል ክግበር ይከኣል።
  • እዚ ኣውርድ ንምጽዓን፥
    1. ኣብዚ ገጽ ንምጅማር ኣውርድ መልጎም ጠውቕ።
    2. ካብዚ ዝስዕብ ሓዲኡ ግበር፥
      • ቀልጢፍካ ምጽዓን ንምጅማር፣ ኣኺድ ጠውቕ።
      • እቲ ዝወርድ ኣብ ካልእ ጊዜ ክትጽዕኖ መታን ኣብ ቀማሪትካ ንምቕማጥ፣ ኣቐምጥ ጠውቕ።
      • ምጽዓን ንምትራፍ፣ ኣትርፍ ጠውቕ።

    ናይ ምርኢት ሞቕሽሽ ቋንቋ ንምጥፋእ ወይ ንምልዋጥ፥
    1. ኣብ ናይ Office ፋይል መልጎም፣ ኣማራጺታት ምረጽ፣ ቋንቋ ምረጽን ናይ ምርኢት ሞቕሽሽ ቋንቋ ምስ "ናይ ቋንቋ መርኣዪ ኣሳንዪ" ምላእን ጠውቕን።

    እዚ ኣውርድ ንምልጋስ፥
    1. ካብ ናይ ጀምር ኣማራጺ፣ ናብ ናይ ቁጽጽር ፓነል ኪድ።
    2. ድርብ-ጠውቕ ፕሮግራማት ወስኽ/ኣልግስ
    3. አብቲ ዝርዝር ናይ ሕጂ ዝተጻዕኑ ፕሮግራማት፣ Microsoft Office ScreenTip Language ምረጽ፣ እሞ ድሕሪኡ ኣልግስ ወይ ወስኽ/ኣልግስ ጠውቕ። እንተድኣ ናይ ዝርርብ ሳንዱቕ ተራእዩ፣ ነቲ ፕሮግራም ንምልጋስ እዞም መምሪሒታት ተኸተል።
    4. እቲ ፕሮግራም ንምልጋስ ከምዝደለኻ ንምርግጋጽ እወ ወይ ሕራይ ጠውቕ።